ሕ/ሃ ኣብ ሊባኖስ ኣስታት 400,000 ህጻናት ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ይሕብር
ኣብ ሊባኖስ ልዕሊ 400, 000 ቆልዑ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ሰሙናት ካብ መንበሪኦም ከም ዝተመዛበሉ ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሕ/ሃ ወሲኹ ኣብ ማእከል ኵናት ተቐርቂራ ኣብ ዘላ ሊባኖስ ትውልዲ ይበርስ ኣሎ ክብል'ውን ኣጠንቂቑ። ብኻልእ ወገን ሰራዊት እስራኤል ንዓቀብቲ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣጥቂዖም ዝብል ነቐፈታ ይስማዕ ኣሎ። ኣ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ናይ ሊባኖስ ሕዝቡላህ ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ኣሐይላቶ`ላ። አጋር ሰራዊት'ውን ኣዋፊራ አላ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ