ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ስርዓት በዓል እረቻ ተዘኪሩ


ስነ-ስርዓት በዓል እረቻ ተዘኪሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:04 0:00

ስነ-ስርዓት በዓል እረቻ፡ ማለት መዓልቲ ምስጋና ማሕበረሰብ ኦሮሞ ኣብ ርእሰ-ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ተኸቢሩ። ፈደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ከም ዝበሎ እንተኾይኑ ብሚልዮናት ዝቁጸር ህዝቢ ኣብቲ ጽንብል ተሳቲፉ። ብተመሳሳሊ ብዝሒ ዘለዎ ህዝቢ ናብቲ ጽባሕ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝኽበር ካብ ኣዲስ ኣበባ 42 ኪ.ሜ ርሒቑ ዝርከብ ቦታ ይውሕዙ ኣለዉ ይብሉ ወደብቲ`ቲ በዓል ይሕብር።

XS
SM
MD
LG