ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ኣብ ጉዳይ ንተልእኮ ዓቃቢ ሰላም ሶማልያ

ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ኣብ ጉዳይ ንተልእኮ ዓቃቢ ሰላም ሶማልያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:31 0:00

ሕብረት ኣፍሪቃ ንተልእኮ ዓቃቢ ሰላም ሶማልያ ወተሃደራት ዝልእኻ ሃገራት መነ፡መን ምዃነን ገና ኣይወሰነን። ነቲ ምድንጓይ ሓደ ምኽንያት ኾይኑ ዘሎ፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ተልእኮ ሰላም ክትኣቱ፡ ሶማልያ ድልየት ስለዘይብላ `ዩ።

XS
SM
MD
LG