ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ዓዲ-ግራት
በዓል መስቀል 2017 ኣብ ዓጋመ ዓዲ-ግራት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተዓጂቡ ብድምቀት ተኸቢሩ። በዓል መስቀል በብደረጃ ክልል ኣብ ዓጋመ ንመበል 18 ግዜ ኽበር ዘሎ ምዃኑ ኣቦ መንበር ማሕበር ልምዓት ዓጋመን ኣተሓባባሪ በዓል መስቀልን ኣይተ መስፍን ኣማረ ገሊፆም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ