ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢሰመኮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸሙ መግሃስቲታት ዘተሓሳሰቡ ኮይኖም ቀጺሎም ኣለው ይብል


ኢሰመኮ ኣብ ኢትዮጵያ ዝፍጸሙ መግሃስቲታት ዘተሓሳሰቡ ኮይኖም ቀጺሎም ኣለው ይብል
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:33 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ግጭት ኣብ ዝረኣየሎም ከባቢታት ዝፍጸሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት፣ ሎሚ’ውን ዘተሓሳስቡ ኮይኖም ይቅጽሉ ከምዘለው ትካል ሰብኣዊ መሰላት’ታ ሃገር ዝኾነ ኢሰመኮ ኣፍሊጡ። ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ኣብ ሓሙሽተ ክልላት ብርክት ዝበሉ ሰላማዊያን ሰባት ከምዝተቀትሉ፣ ብዙሓት ጉዱኣት ኣካል ከምዝኾኑ፣ ከምኡውን ኣዝዩ ከቢድ ዕንወት ኣብ ልዕሊ ንብረት ምውራዱ ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG