ተራ ክፍለ-ሃገር ጆርጂያ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ
- ዜና ቪኦኤ
ኣብዚ ዝተቐራረበ ውድድር ፕረሲደንታዊ ምርጫ፡ ደቡባዊት ክፍለ-ሃገር ጆርጂያ ካብ መንጎ`ተን ነቲ ውጽኢት ዝውስና ውሑዳት ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ክትከውን ትኽእል`ያ። ርፓብሊካዊ ፕረሲደንታዊ ሕጹይ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኣብቲ ኩሉ ዝተገብረ ምርጫታት ኣብ ጆርጂያ እናመርሐ`ዩ ክመጽእ ጸኒሑ ዘሎ። ድሕሪ ጆ ባይደን ካብ ምርጫ ምውጽኡ ግን ንትራምፕን ሃሪስን ዘሎ ደገፍ ኣድመጽቲ ኣብ መብዛሕትኡ ማዕረ ይኸውን ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ