ፈልሲ ሰላም -- ተጻራሪ ኣረኣእያታት ኣብ ሓደ ቀጽሪ
46 እስራኤላዊያን፡ ፍልስጤማዊያን፡ ግብጻዊያንን ኣመሪካዊያንን ቆልዑ፣ ቅድሚ 35 ዓመታት ናብቲ ኣብ ክፍለ ግዝኣት መይን ዘሎ ካምፕ ንኽኣትዉ ተገበረ። እቲ ካምፕ፣ ብጋዜጠኛን ደራሲን ጆን ዋልሽ ዝተማሃዘን፡ ኣብ እዋን ኲናት ዝዓበዩ ቆልዑ፣ ብሩህን ውሑስን መጻኢ ንኽህሉዎም ዝሕግዝ ፈልሲ ሰላም ዝተተኸለሉን ካምፕ’ውን እዩ። ፕሮጀክት ፈልሲ ሰላም፣ ሎሚ ልዕሊ 8000 መራሕቲ ናብ ማሕበረሰቦም ተላኢኾም፣ ዝያዳ ርትዓዊን ሓቛፊን ሕብረተሰብ ኣብ ምምስራት ይሕግዙ ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ