ግዜያዊ ምምሕዳር ንዝሸሞም ቤት ጽሕፈት ህወሓት ይቃወሞም
ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ንዝሃቡዎ ሹመት ኣመሓደርቲ ዞባታት ብእኒ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት፡ “ግቡእ ኣሰራርሓ ዘይተኸተለ” ብምባል ከም ዘይቅበሎ ገሊፁ። ቤት ጽሕፈት ህወሓት ነቲ ዓርቢ ዝተዋህበ ሽመት ስዒቡ ኣብ ዝፅሓፎ ደብዳበ፡ እቲ ስራሕ “ንህወሓት ንምፍራስ ዝግበር ዘሎ፡” ክብል ፀዊዑዎ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ክኢላታት ሕጊ ግን ነቲ ዝተፃሕፈ ደብዳብ’ዮም ዝነቕፉ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025በይነ-መንግስታዊ ውድብ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን
-
መጋቢት 13, 2025ጋዜጣዊ መግለጺታት ኣቶ ጌታቸው ረዳን ምላሽ ኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋን ብሓጺሩ
-
መጋቢት 13, 2025መቐለ ድሕሪ 100 መዓልታት ሓድሽ ከንቲባ፡ ወጥሪ ይዓርግ
-
መጋቢት 12, 2025ግዜያዊ ምምሕዳር ንሓገዝ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ይጽውዕ
-
መጋቢት 11, 2025ምትፍናን መሪሕነት ህወሓት ኣብ ካልኣይ ጽፍሒ
-
መጋቢት 10, 2025ፈጻሚ ቅትለት ቤት ክርስትያን ጥሙጋ መን’ዩ?