ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሕጸ ካማላ ሃሪስ ተኣምር’ዶ ወይስ ዕልዋ? ትንታነ


ሕጸ ካማላ ሃሪስ ተኣምር’ዶ ወይስ ዕልዋ? ትንታነ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:07 0:00

ትማሊ ሓሙስ ምሸት’ውን ኣብ ቺካጎ ዝተዛዘመ ዋዕላ ደሞክራሲያውያን ሓድሽ ምዕራፍ ከፊቱ ኣሎ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ኣብ ክልተ በበይኑ መርገጺ ዘለዎ ዜጋታት ሓደኦም ንቕድሚት ዝግስግስ ስጕምቲ ክብሎ እንከሎ፡ ብኻልእ “ወገን ግን ድምጺ ህዝቢ ዝሰረቐ ንቡር መስርሕ ዘይተኸተለ ዕልዋ ኣብ ልዕሊ ባይደን፡” ኢሉ ይምጕት። ንዘሎ ሕጽረታት ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ብምጥቃስ፡ ካማላ ሃሪስ ፈጢራቶ ዘላ ለውጢ ግን ብፍሉይ ዘጥቅስ ምዃኑ ሳልሳይ ይምጕት።

XS
SM
MD
LG