ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሽምግልና ቱርኪ ንሶማልን ኢትዮጵያን -- መርኣያ ጽልዋ ቱርኪ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ


ሽምግልና ቱርኪ ንሶማልን ኢትዮጵያን -- መርኣያ ጽልዋ ቱርኪ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:45 0:00

ሚኒስተር ወጻኢ ቱርኪ ሃካን ፊዳን ነቲ ኣብዚ ወርሒ’ዚ ኣብ መንጎ ሚንስተራት ወጻኢ ኢትዮጵያን ሶማልያን ዝተኻየደ ካልኣይ ዘይቀጥታዊ ዝርርብ ሃናጺ ኔሩ ኢሉዎ - ዝተበጽሐ ስምምዕ ግን ኣይነበረን። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማልያን ብዛዕባ ኣፍደገ ባሕሪ ዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ትሽምግል ዘላ ቱርኪ፡ ኣብቲ ስትራተጂካዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘለዋ ጽልዋ እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ ዘርኢ’ዩ ይብሉ ተንተንቲ።

XS
SM
MD
LG