No media source currently available
ኣብ ቺካጎ ክካየድ ዝቐነየ ዋዕላ ደሞክራሲያውያን ሓሙስ ምሸት፡ ሕጽይቲ ተወዳዳሪት ምኽትል ፕረዚደንት ካማላ ሃሪስ ነቲ ብሰልፊ ዝቐረበላ ሕጸ ብወግዒ ብምቕባል፡ ተዛዚሙ ኣሎ። እዚ ጽንብል ንፖሊሲታት ሰልፊ ደሞክራሲያውያን'ውን ከርኢ ዝፈተነ'ዩ።