ሸቕሊ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ካሜሮን


ሸቕሊ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ካሜሮን

No media source currently available

ገለ ቆልዑ ካሜሩን ንስድርኦም ብገንዘብ ንምሕጋዝ ክብሉ እዋን ክራማት ዕረፍቶም ኣብ ፅርግያታት ኣቝሑ ብምሻጥ የሕልፍዎ። እንተኾነ ንመምርሒ ክልከላ ሸቅሊ ቆልዑ ብምጥሓስ ንነኣሽቱ ቆልዑ ንሓደጋ የቃልዕዎም’ለው ክብል መንግስቲ ንወለዲ መጠንቀቅታ ይህቦም ኣሎ።

​
XS
SM
MD
LG