ህወሓት ጉባኤ ዛዚሙ፡ ካልእ ወገን ግን ወገን ግን ኣቐዲሙ ይነፅግ
መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ክገብር ዝቐነየ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ ንዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ንኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ገይሩ ሓርዩ። ካልእ ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ኣቐዲሙ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብወገኑ ነቲ ጉባኤ “ዘይሕጋዊ” ብምባል ንውሳነታቱ ከም ዘይቅበሉ ኣፍሊጡ’ዮ። ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ’ውን ኣቐዲሙ ንውፃኢት እቲ ጉባኤ ኣፍልጦ ከም ዘይህቦ ገሊፁ’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 10, 2025
ባርዕ ጫካ ሎስ-ኣንጀለስ -- ብድምጺ ነበርቲ
-
ጥሪ 10, 2025
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ፕረ. ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ ጆርጅያ ተዛዚሙ
-
ጥሪ 10, 2025
ሩስያ ንርእይቶ ምሩጽ ፕረ. ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ግሪላንድ ምላሽ ትህብ
-
ጥሪ 10, 2025
ዝርጋሐ መልከፍቲ ኤች.ኣይ/ቪ/ቫይረስ ኣብ ክልል ትግራይ ካበይ ናበይ?
-
ጥሪ 09, 2025
ዕላል ምስ ነባር ቴክኒሻን መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ
-
ጥሪ 09, 2025
ወግዓዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ጂሚ ካርተር ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይፍጸም