ቢንያም ምስ ሓምላይ ማልያኡ -- ዓወት ንኣፍሪቃ
ሰንበት ኣብ ኒስ ፈረንሳ ዝተዛዘመ መበል 111 ዙር ፈረንሳ፡ ብሓፈሻ ዕዉት እቲ ውድድር ስሎቫንያዊ ታዴ ፖጋቻ ክኸውን እንከሎ፡ ድሕሪ ብጫ ማልያ ብኻልኣይ ኣብ እትስራዕ ቀጠልያ ማልያ ንገዛእ ርእሱን፡ ሃገሩን ኣህጉር ኣፍሪቃን ንፈለማ ዘግዘመ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ድማ ሓድሽ ታሪኽ ኣመዝጊቡ ኣሎ። በልጅማዊ ሮሜኮ ኢቫንፖል ናይ መንእሰያት ጻዕዳ ማልያ ክሽለም እንከሎ፡ ኢኳዶራዊ ሪቻርድ ካራፓዝ ድማ ኣንበሳ ዓቐብ ኰይኑ ውድድሩ ዛዚሙ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ