No media source currently available
ንቆልዑት ካብ ማሕበራዊ ሚድያ ነጺልካ ምዕባይ ጉድኣት`ውን ከምዘለዎ ንወለድን ተመሃሮን ክርኣዮም ጀሚሩ`ሎ። ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ልዕሊ ባህሊ: ምንባብን ስድራቤታዊ ግዜን ከምኡ`ውን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ዘሕድሮ ኣሉታዊ ጽልዋ ብተደጋጋሚ ዝጥቀስ ኮይኑ፡ ዘይምጥቃሙ ድማ ንተመሃሮ ብዙሕ ዕድላት ከምልጦም ከምዝኽእል ይግለጽ።