ኤርትራ - “ፋሽንን ሓምላይ ውርሻን” ዝተሰምየ ምርኢት ቅዲ ክዳን ቀሪቡ
ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነት፡ ሚኒስትሪ ቱሪዝምን ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራን ዝተወደበ “ምርኢት ፍርያት ሓምላይ ውርሻ” ዝተሰመየ ምርኢት ቅዲ ክዳን ሓሙስ 30 ግንቦት 2024 ኣብ ኣስመራ ኣዳራሽ ኤርትሮ-ጀርመን ቀሪቡ። ኣብዚ ብዓይነቱን ውዳበኡን ናይ ፈለማ ከም ዝኾነ ዝተገልጸ ምርኢት ቅዲ ክዳን ዝቐረቡ ፍርያት፡ ብዲዛይነርን መምህር ቅዲ ክዳንን ዓለባን ነጋሲ ተስፋጽየን ዝተዳለወ እዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ