ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኤርትራ መበለ 33 ዓመተ ናጽነት ተኽብር
ኤርትራ ሎሚ 24 ግንቦት ዕለት ነፃነታ ተኽብር’ላ። ድሮ’ዛ ዕለታ ኣብ ዝነበራ መዓልታት’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ብዝተፈላለየ ፅንብላት ክኽበር ድሕሪ ምቕናዩ’ዩ።
ኣብ ከተማ ኣስመራ ሎሚ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ በዓል ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ መደረ ጌሮም’ለዉ።
ቅጥዒ