ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ መበል 33 ዓመተ ናጽነት ተኽብር


ኤርትራ መበል 33 ዓመተ ናጽነት ተኽብር
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:02 0:00

ኤርትራ ሎሚ 24 ግንቦት መበል 33 ዓመት ናጽነት ኣኽቢራ። ድሮ’ዛ ዕለታ ኣብ ዝነበራ መዓልታት’ውን ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት’ታ ሃገር ብዝተፈላለየ ጽንብላት ክኽበር ድሕሪ ምቕናዩ’ዩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ሎሚ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ በዓል ፕረዚደንት ኢስያስ ኣፈወርቂ መደረ ጌሮም’ለዉ።

XS
SM
MD
LG