ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኖርወይ፡ ኣየርላንድን ስጳኛን ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ይህባ


ኖርወይ፡ ኣየርላንድን ስጳኛን ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ይህባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:10 0:00

ኖርወይ፡ ኣየርላንድን ስጳኝን፡ ታሪኻዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ሂበን። እቲ ተበግሶ ዝረከቦ ግብረ መልሲ፡ ካብ እስራኤል ኩነኔ፡ ካብ ፍልስጤማዊያን ድማ ታሕጓስ ኮይኑ ኣሎ። ቅጽበታዊ ስጉምቲ ዝወሰደት እስራኤል፣ ኣብ ኖርወይን ኣየርላንድን ዝመደበቶም ኣምባሳደራት ንኽሳሓቡ ኣዚዛ’ላ።

XS
SM
MD
LG