No media source currently available
ቀዳማይ ሚንስተር እስራኤል በንጃሚን ነተንያሁ፡ ሚንስተር ምክልኻል ዮዎቭ ጋላንት ከምኡ ድማ ሰለስተ መራሕቲ ሓማስ ማለት ያሕያ ሲንዋር፡ መሓመድ ደይፍ፡ ከምኡ ድማ እስማዔል ሓኒየ እዮም ኣብ ቓዛን እስራኤልን ብዝተፈጸመ ገበናት ኲናትን ገበናት ጸረ-ሰብኣውነትን ተሓተቲ`ዮም ዝብሃሉ ዘለዉ።