ድሕሪ ጕዕዞ 15 ሃገራት -- ዶክተር ዳኒኤል ተወልደ ኣብ ዩኒቨርስታት ካሊፎርኒያ
ኣብ ኤርትራ ኮለጅ ማይ-ነፍሒ ሳልሳይ ዓመት ተመሃራይ ምህንድስና ኮምፕዩተር ኣቋሪጹ ኣብ 2009 ካብ ኤርትራ ምውጻኡ ዝገልጽ ዳኒኤል ተወልደ፡ ኣብቲ ን13 ኣዋርሕ ዝወሰደሉ ጕዕዞ፡ 15 ሃገራት ኣቋሪጹ’ዩ ኣመሪካ ኣትዩ። ኣብ ኣመሪካ ካብ ኮማዊ ኮለጀ (ኮሚኒቲ ኮለጅ) ትምህርቱ ብምጅማር ድማ ኣብ ዝቐጸለ ጕዕዞኡ ማህደረ-ትምህርቲ እናተዓወተ ቀዳም 18 ግንቦት ከምኡ’ውን ሰኑይ 20 ግንቦት ካብ ዩኒቨርስታት በርክሊን ሳንፍስራንሲስኮን ብባዮ-ኢንጂነሪግ ብዶክተረይት ተመሪቑ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ