ጻውዒት ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ምንባር፡ “ሰግለለት ኲናት ከይደግስ”
ትማሊ ሓሙስ 15 ግንቦት 2024 “ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ብሰላም ምንባር” ዝዝከረሉ ዕለት’ዩ። ነዚ ኣጋጣሚ ምኽንያት ብምግባር ከኣ ኣብ መቐለ ዝርከብ ማእከል ኣመሪካ ነቲ መዓልቲ ዝዝክር ምድላዋት ኣሰናዲኡ ነይሩ። ተሳተፍቲ እቲ ኣጋጣሚ፡ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝፈጠርሎም ምምዝባል ህይወት ብምጥቃስ፡ መንግስታዊ መሓዉራትን ካልኦት ኣካላትን ንሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ኣብቲ ኣጋጣሚ ጸዊዖም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ