ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ ውጥን ምምላስ ተመዛበልቲ ንኲናት ምድላው'ዩ ክብል ይኸሱ
መራሕቲ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ ብሽም ምምላስ ተመዛበልቲ ናይ ኲናት ከበሮ ይሃርሙ ኣለዉ ክብሉ ከሲሶም። ዕጡቓት ፋኖ ኣብ መግለጺኦም ዝሓለፈ ሰሙን ምኽትል ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝሃቦ መግለጺ ንኲናት ዝትኹቱኽ `ዩ ምባሎም ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ጸብጺቡ`ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ