መራኸቢታት ኣመሪካ ንኣገዳስነት ናጻ ፕረስ የመልክታ
ሎሚ ተዘኪሩ ዝውዕል መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ፈጻሚት ዳይረክተር ኣገልግሎት ሜድያ ኣመሪካ ዝዀነት ኣማንዳ በነት ኣብ ዘስምዓቶ ቃል፡ ጋዜጠኛታት በበይነን ሃገራት ብምኽንያት ፕረስ ንዝኸፍሉዎ ዘለዉ መስዋእቲ ብምምስጋን፡ “ናጻ፡ ዘይሻራዊን ርትዓዊን ሓበሬታ ዘይልወጥ ሰብኣዊ መሰል’ዩ፡” ድሕሪ ምባል፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ግን እዚ መሰረታዊ ትዕድልቲ ከም ዘየሎ ጠቒሳ። ንሳ ኣስዒባ እዚ ዕፈና’ዚ እንኮላይ ንመሻርኽቲ እቲ ትካል ከም ዘጓንፍ ጠቒሳ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
-
መጋቢት 12, 2025
ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተዅሲ ተሰማሚዓ
-
መጋቢት 11, 2025
ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም
-
መጋቢት 11, 2025
ሰበ-ስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጉዳይ ኲናት ምስ ሩስያ ተዘራሪቦም