No media source currently available
ህዝብታት ኣብ ምቅርራብን ስደተኛታት ምስቲ ዘተኣናግዶም ዘሎ ማሕበረሰብን ሃገርን ንኽወሃሃዱ ኣብ ምሕጋዝ ዝነጥፍን በዚ ንዓመታት ዝገበሮ ኣበርክቶ ኸኣ ናይታ ሃገር ናይ ክብሪ ሽልማት ዝረኸበ ኤርትራዊ ሆላንዳዊ ኣቶ ሓድሽ መብራህቱ ንሎሚ ጋሻ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ጌርና ኣዘራሪብናዮ ኣለና፡፡