No media source currently available
ኣብ ቁልዕነታ ካብ ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸደትሉ ኣብ መነባብሮን ኣገልግሎት ትምህርትን ብዝተዓዘበቶ ዝተገረመት ናይ እቲ ሽዑ እዋን ህፃን ገሊላ መኮንን ዝተዓዘበቶ ብድሆታት ንምግጣም ሓገዛት ከተበርክት ወሲና። ጓል 10 ዓመት ኮይና ዝተዓዘበቶ ነቲ ናይ ግብረሰናይ ስርሓት ዘበገሳ ምዃኑ ኣቡኣ ኣቶ መኮነን ሃይለመስቀል ይዛረቡ።