ጽሕፈት ኢድ ብማሺን ንምትካእ?
ብኣርቲፊሻላዊ ብልሒ ዝሰርሑ ሮቦት፡ ኣብ ወረቐት ዝሰፍሩ ንዝነበሩ ናይ ኢድ ጽሑፋት ክትክኡ ጀሚሮም። ንዘመናት ኣብ ወረቐት ብኢድ ዝጸሓፉ ዝነበሩ ደብዳቤታት፡ ሎሚ ብሮቦት ክጸሓፉ ምጅማሮም፡ ኣብ ዕብየት ተክኖሎጂ ዓቢይ ዝላ ምዃኑ ይዝረበሉ`ሎ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 08, 2024ድሕሪ 50 ዓመታት መንኮርኮር ናብ ወርሒ
-
ታሕሳስ 25, 2023ኣብ እርጋን ጉጅም መባህልቲ ሮቦት
-
ሕዳር 22, 2022ሰባት መግቢ ምብሳል ቕድሚ 170,000 ዓመታት ምጅማሮም ተመራመርቲ ኣፍሊጦም
-
ሕዳር 07, 2022ተመራመርቲ ስነ ዀኰብ ንቅናት መሬት ክሰግር ዝክእል ዀኰብ ምርካቡ ይገልጹ