ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምውህላል ገንዘብ ዶናልድ ትራምፕ ከመይ ይመስል?


ምውህላል ገንዘብ ዶናልድ ትራምፕ ከመይ ይመስል?
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:18 0:00

ሕጹያት ፕረዚደንታውያን ተወዳደርቲ ኣመሪካ ኣብ ፕረዚደንት ባይደንን ናይ ቅድም ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ዝሕጸረሉ ዘሎ እዋን፡ ሕጂ ቀንዲ ዘዛረብ ዘሎ ምትእኽኻብ ገንዘብ ናይዞም ክልተ ተወዳደርቲ'ዩ። ፕረዚደንት ባይደን ዕዉት ወፍሪ ምውህላል ገንዘብ ከም ዝገበሩ ዝፍለጥ ኰይኑ፡ ትራምፕ'ውን ኣብዚ ጸቒጦም መደብ ጀሚሮም ኣለዉ። ገለ ኣድመጽቲ ግን እቲ ኣድላይነት እቲ መጠን ገንዘብ ኣይበርሃሎምን።

XS
SM
MD
LG