ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጋምቤላ ዕጡቓት 5 ቀቲሎም፡ 36 ኣቝሲሎም


ዕጡቓት ኣብ ክልል ጋምቤላ ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ሞይቶም 36 ቆሲሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:47 0:00

ዕጡቓት ኣብ ክልል ጋምቤላ ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ሞይቶም 36 ቆሲሎም

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኢትዮጵያ፡ ዕጡቓት ኣብ ልዕሊ ተጓዓዝቲ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ቀቲሎም ካልኦት 36 ድማ ከም ዘቝሰሉ መሰኽኽር ዓይኒ ብስልኪ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 130 ሰባት ምቕታሎም ዘፍለጠ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ’ውን ብዛዕባ’ዚ ዝደሓረ መጥቃዕቲ ሓበሬታ ከም ዝበጽሖ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ኣብዚ ጉዳይ ካብ ምምሕዳል ክልል ጋምቤላ ግብረ-መልሲ ንምስማዕ ዝግበርናዮ ጻዕሪ ክሳብ'ዚ ዝሕተመሉ እዋን ኣይቀንዐን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG