ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕጡቓት ኣብ ክልል ጋምቤላ ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ሞይቶም 36 ቆሲሎም


ዕጡቓት ኣብ ክልል ጋምቤላ ብዝፈጸሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ሞይቶም 36 ቆሲሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:47 0:00

ኣብ ክልል ጋምቤላ ኢትዮጵያ፡ ዕጡቓት ኣብ ልዕሊ ተጓዓዝቲ ብዝፈፀሙዎ መጥቃዕቲ 5 ሰባት ቀቲሎም ካልኦት ሓያሎ ድማ ከም ዘቝሰሉ መሰኽኽር ዓይኒ ብስልኪ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ልዕሊ 130 ሰባት ምቕታሎም ዘፍለጠ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ’ውን ብዛዕባ’ዚ ዝደሓረ መጥቃዕቲ ሓበሬታ ከም ዝበጽሖ ኣፍሊጡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG