ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፍርያት ካካዋ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሕማቕ ወቕቲ የሕልፍ ኣሎ፡ እቲ ውጽኢት ኣብ ዋጋ ቸኮላታ’ዩ


ፍርያት ካካዋ ምዕራብ ኣፍሪቃ ሕማቕ ወቕቲ የሕልፍ ኣሎ፡ እቲ ውጽኢት ኣብ ዋጋ ቸኮላታ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:06 0:00

ቅልውላው ፍርያት ካካዋ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተጋደደሉ ወቕቲ፡ ዋጋ ቸኮላታ ይንህር ኣሎ። ንናይ ዓለምና ፍርያትን ቀረብን ካካዋ 60 ሚእታዊ ዝሽፍና ጋናን ኣይቮሪኮስትን፣ ኣዝዩ ሕማቕ ዘበነ ፍርያት የሕልፋ ከምዘለዋ’ውን እቲ ሓበሬታ የርኢ። ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ እዚ ምትእጕጓል ኣብ ዝተናውሐ ከምጽኦ ዝኽእል ምዝባዕ ዕዳጋ ኣመልኪቱ ዘዳለዎ ጸብጻብ’ዩ ተተረጒሙ ቀሪቡ ዘሎ።

XS
SM
MD
LG