No media source currently available
እዚ ዓመት ንደቡብ ኣፍሪቃ መበል 30 ዓመት ደሞክራሲያዊ ምምሕዳር በቲ ካልእ፡ ሃገራዊ ምርጫ ድማ እቲ ካልኣይ እትገብረሉ’ያ። እቲ ቀንዲ ተጽዕኖ ንገዛኢ ፓርቲ ሃገራዊ ኣፍሪቃዊ ባይቶ (ANC)’ዩ ትብል ወኪልና ኬት ባርትለት ካብ ጆሃንስበርግ። እቲ ንለውጢ ዝመርሐ ሰልፊ ሕጂ ብብልሽውናን ስእነት ብቑዕ ምምሕዳርን’ዩ ዝሳቐ ዘሎ።