ጸገም ፍርያምነት? ማእከል ሕክምና ኣዶ መፍትሒ የቕርብ
ጸገም ውላድ ንዘጋጠሞም መጻምድቲ፡ እንቋቝሖ ጓል ኣንስተይቲ ምስ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ብምውህሃድ ከም ዝጸጊ ዝገብር ሕክምና (ኢንቪትሮ ፈርቲላይዜሽን) ኣብ መቐለ ኣብ ቀረባ እዋን ተኸፊቱ ኣሎ። እዚ ማእከል ጥዕና ኣገልግሎት ጀሚሩስ ድሮ ካብቶም ተኻዪዶም ዘለዉ 50 መስርሓት እቶም ፍርቆም ዕዉታት ምዃኖም መስራቲ እቲ ሕክምና ዶክተር ሳምሶም ሙሉጌታ ንወኪልና ሓቢሩዎ ኣሎ። እዚ መጠን ማዕረ’ቲ ኣብ ካልኦት ኣብዚ መዳይ ቀዲመን ዘለዋ ሃገራት ምዃኑ’ዩ እቲ ክኢላ ዝሕብር።
ኢፒሶዳት
-
መስከረም 06, 2024
ልኡኽ ሕ/ሃ ክልቲኦም ተዋጋእቲ ወገናት ሱዳን ገበናት ኵናት ፈጺሞም'ዮም ክብል ኣፍሊጡ
-
መስከረም 06, 2024
ኣሕመድ ዓብደልራሒም -- ኣብ ቀጻሊ ፈጠራ፡ ቀጻሊ ምምሕያሽ
-
መስከረም 06, 2024
ካማላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን ኣብ ምውናን ብረት
-
መስከረም 05, 2024
ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳትን ኢማም ደ/ምብራቕ ኤስያን ብሓባር ንሃይማኖታዊ ጎንጺ ኮኒኖም
-
መስከረም 05, 2024
ትራምፕን ሃሪስን ንምርጫ ኣብ ዝዳለውሉ ንጉዳይ ዩክሬን ብዝተፈላለየ ኣንፈት ይጥምቱ
-
መስከረም 05, 2024
ቻይና ኣስታት 51 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንኣፍሪቃ ከምትልግስ ኣፍሊጣ