ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክብሪ ንሓገዝቲ -- "ሮመዳን ከሪም"


ክብሪ ንሓገዝቲ -- "ሮመዳን ከሪም"
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:16 0:00

ክብሪ ንሓገዝቲ -- "ረሞዳን ከሪም"

ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ንዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ተኸተልቲ እምነት እስልምና ንምሕጋዝን ዓመታዊ በዓላቶም ብሓባር ንምኽባርን ቅድሚ 39 ዓመታት ዝተመስረተ ፈረስት ሂጅራ ፋውንደሽን፡ ዝሓለፈ ቀዳም ብዛዕባ ጾም ሮመዳንን ኢፍጣርን ሓደ መርሃ-ግብሪ ኣውጺኦም ኔሮም።

እቶም ኣባላት ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ 1.8 ሚልየን ዶላር ኣዋጺኦም ንመስጊድን ንትምህርትን ዝውዕል ሰፊሕ መሬት ምግዝኦም ዲረክተር`ቲ ቦርድ ጀማል ያሲን ገሊጾም ኣለዉ።

ኤደን ገረመው፡ ካብ ፈነወ ቋንቋ ኣምሓርኛ፡ ኣብቲ ቦታ ተረኺባ ዘዳለወቶ ጸብጻብ'ዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG