ማእከል ፈጠራዊ ስራሕ ክህሎት ህይወት፡ ንዝያዳ ዕብየትን ሰፊሕ ተበጻሕነትን
“ማእከል ስልጠና ክህሎት ህይወት” ዝተባህለ ኣብ መቐለ ዝመደበሩ ትካል፡ ብሓደ ወገን ዕድል ስራሕ ንምስፋሕ፡ በቲ ካልእ ድማ ፈጠራዊ ክእለት ንምዕባይ፡ ኣስታት 60 ዝበጽሑ ሰልጠኒ ሓቚፉ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ኣቐጺሉ። ቀዳማይ ገጽ ናይቲ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ተዛዚሙስ ኣብዚ እዋን ንኻልኣይ እብረ ይቀራረብ ምህላዉ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ትካል ንድምጺ ኣመሪካ ገሊጹ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ