ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሴነጋል ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጻ


ሴነጋል ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጻ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:38 0:00

ሓዲሽ ፕረሲደንት ሰነጋል ኮይኑ ዝተመርጸ ባሲሮ ጆማይ ፋይ፡ ብልሽዋና ክቃለስን ትካላዊ ኣሰራርሓ ዳግም ክሃንጽን ቃል ይኣቱ`ሎ። ዝፋኖ ዘሎ ፕረሲደንት ማኪ ሳል፡ ነቲ ምርጫ ከናውሖ ድሕሪ ምፍታኑ፡ እታ ሃገር ኣብ ፖለቲካዊ ቅልውላው ኣትያ ኔራ`ያ።

XS
SM
MD
LG