ፍርሳ፡ ንዕቃበ ባህሊን ምስግጋርን


ፍርሳ፡ ንዕቃበ ባህሊን ምስግጋርን

No media source currently available

ንባህላዊ መነባብሮ ህዝቢ ራያ እተንጸባርቕ “ፍርሳ” እትብል ተኸታታሊት ድራማ ኣብ መርበብ ዩትዩብ ተጻዒና ናብ ተዓዘብቲ ቀሪባ ኣላ። ንስርሓት እዛ ድራማ ብዝምልከት ንኣባላት ጉጅለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

​
XS
SM
MD
LG