ጥሮተኛታት ክልል ትግራይ ንኻልኣይ እዋን ሰለማዊ ሰልፊ የካይዱ
ሎሚ ሓሙስ 29 የካቲት 2024 ኣብ ከተማ መቐለ "ናይ 18 ኣዋርሕ ኣበል ጡረታ ይከፈልና" ብምባል ብጡረታ ዝመሓደሩ ነበርቲ ሰልፊ አካይዶም። ኤጀንሲ ምምሕዳር ማሕበራዊ ውሕስና ሰራሕተኛታት መንግስቲ ሪጂን ሰሜን፤ ሕቶ እቶም ጡረተኛታት ቅቡል እዩ ብምባል ምላሽ ንክረክብ ምስ ፌደራል መንግስቲን ምምሕዳር እቲ ክልልን ይዝተየሉ ከምዘሎ ሓቢሩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ