ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ ኣመሪካ -- ብዙሓት ተወላዶ ዓረብ ዝነብሩላ ሚሺጋን ናበይ ገጻ'ያ?


ምርጫ ኣመሪካ -- ብዙሓት ተወላዶ ዓረብ ዝነብሩላ ሚሺጋን ናበይ ገጻ'ያ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:52 0:00

ቅድሚ ጾም ሮመዳን ምእታዉ ኲናት ቓዛ ጠጠው ክብል ድፍኢት ኣብ ዝግበረሉ እዋን፡ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ሚሺጋን ካብ ደገፍቶም ቍጥዐ ገጢምዎም። ብዙሓት ኣዕራብ ዝነብሩላ ሚሺጋን፡ 13% ዝኾኑ ደገፍቲ ሰልፊ ደሞክራሲያውያን ዝኾኑ ነበርታ ንባይደን ንምምራጽ ክውስኑ ኣይክኣሉን ትብል ወኪልና ፓትሲ ዊዳኩስዋራ።

XS
SM
MD
LG