ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋዕላ ክሊማ ናይሮቢን ተስፋታቱን


ዋዕላ ክሊማ ናይሮቢን ተስፋታቱን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ተወከልቲ--እንኮላይ መራሕቲ ሃገራት--ዝተረኽቡሉ ፍሉይ ዋዕላ ክሊማ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ይቃናዕ ኣሎ። እዚ ርክብ ንምጕዳል ብከላ ኣየር፡ ምግጣም ምዝባዕ ክሊማን ኣብዚ መዳይ ሓቛፊ ፖሊሲ ንምውጻእን ዝዓለመ’ዩ። ወኪልና ካብ ናይሮቢ ጂማ ማጃንጋ ዝለኣኾ ጸብጻብ’ዩ ተተርጒሙ ይቐርብ።

XS
SM
MD
LG