ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ዩክሬን ኣብ ካልኣይ ዓመቱ -- ህጻናትን ትምህርቲን


ኲናት ዩክሬን ኣብ ካልኣይ ዓመቱ -- ህጻናትን ትምህርቲን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00

ኲናት፡ ንህፃናት ዩክሬን ንዘይሕከኽ በሰላ ገዲፉሎም'ዩ። ኣብ መውዓሊ ህፃናትን ኣብያት ትምህርትን ካብ ዒላማታት ቦምብ ዝዕቆቡሉ፣ ደሕንነታዊ ኣስተምህሮ ነተጉቲን ስልጠና ቀዳማይ ረዲኤትን ዝኣምሰሉ ሓደስቲ ባእታታት ኣተኣታትዩ። ለሲያ ባካለትስ ካብ ክየቭ እቲ ውግእ ኣብ ህፃናት ዜጋታት እታ ሃገር ዝፈጠሮ ፅልዋ ዝዳህሰትሉ ፀብፀብ'ዩ።

XS
SM
MD
LG