ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኣመሪካ ንትግራይ ብምብጻሕ ምስ ተቓወምቲ ውድባትን መሪሕነት ህወሓትን ይራኸቡ


ላዕለዎት ሰብ-መዚ ኣመሪካ ንትግራይ ብምብጻሕ ምስ ተቓወምቲ ውድባትን መሪሕነት ህወሓትን ይራኸቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:44 0:00

ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪክ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳድር ማይክ ሃመርን ኣምባሳድር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪንግ ማሲንጋን ናብ መቐለ ብምጕዓዝ ምስ ሓለፍቲ ተቓወምቲ ውድባትን ፕረዚደንት ውድብ ህወሓት ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤልን ተራኺቦም ዘትዮም። እቶም ተሳተፍቲ ከም ዝገለጹዎ፡ ስምምዕ ተጻብኦ ፕሪቶሪያ ብምሉእነት ክትግበር፡ ግዝኣታዊ ሓድነት እቲ ክልል ክሕሎን ንጉዳያ ምርጫ ኣመልኪቶም ምዝርራቦምን ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም።

XS
SM
MD
LG