ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲን ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዘይምትእምማን ፀኒሑ’ዩ፡” ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ

“ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲን ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዘይምትእምማን ፀኒሑ’ዩ፡” ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ውድብ ህወሓትን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተራኸቡሉ፡ “መንግስቲ ንስምምዕ ምቁራጽ ተፃብኦ ፕሪቶሪያ መግዝኢ ግዜ ይጥቀምሉ ኣለዉ" ክብል ኣብ ልዕሊ ምምሕዳር'ቲ ክልል እምነት ከም ዘይፀንሖ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም።

XS
SM
MD
LG