ወርሒ ሕዳር ዝጀመረ ኣኼባ ህወሓት ተዛዚሙ፣ ኣካለ-ጉድኣት ኲናት ሰልፊ የካይዱ
ኣብ ፈለማ ወርሒ ሕዳር ብኣቆጻጽራ ኢትዮጵያ ዝጀመረ ዕጹው ኣኼባ ፈጻመ ኣካል ውድብ ህወሓት ተዛዚሙ ኣሎ። ኣብዚ ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ዝወሰደ ግዜ፡ እቲ 41 መዓልታት ኣብ ዕጹው ርክብ’ዩ ሓሊፉ። እዚ ኣብ ዝዀነሉ እምበኣር’ዩ ኣብቲ ዝነበረ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ተዋጋእቲ ነበር፡ “ተረሲዕናን ኣቓልቦ ስኢንና” ብዝብል ተቓውሞኦም ከስምዑ ሎሚ ኣብ ጎደናታት ከተማ መቐለ ሰልፊ ኣካይዶም ኣለው።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ