ጸብጻብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023


ጸብጻብ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023

No media source currently available

ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ሻምፕዮና ዋንጫ ኣፍሪቃ ዝነበረት ሃገራዊት ጋንታ ኣልጀርያ፣ ብሰንኪ ሓንቲ ሸቶ ኣብ ቀዳማይ መጻረዪ ግጥማት ካብቲ ውድድር ተገሊፋ'ላ። ግኑን ስምን ዝናን ዝጸንሓ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ካሜሩን ድማ ካብ ውድቀት ድሒና'ላ። ኣንጎላ ብዘዕግብ ነጥቢ ናብ ግጥማት-16 በቒዓ ኣላ። ብኣንጎላ ዝተሳዓረት ቡርኪናፋሶ’ውን ሓሊፋ ኣላ።

​
XS
SM
MD
LG