ዕላል ምስ ኣቶ በየነ ሰለሞን፡ ካብ መስረትቲ ማሕበራት ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያን ኤርትራን (2ይ ክፋል)
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ብንእሽቶኦም ብዙሕ ቦታታት ዝበጽሑን ሰፊሕ ናይ ህይወት ተመኵሮ ዘለዎምን ኣቶ በየነ ሰሎሞን ካብ መስረትቲን ናይ ፈለማ ዋና ጸሓፊን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ’ዮም። ድሒሩ ኣብ ዝተገብረ ምርጫታት ድማ ሰለስተ ግዜ ፕረዚደንት ኮይኖም ኣገልጊሎም። ኣቶ በየነ ሰለሞን ኣብ ኣፍሪቃን ኪነዉን`ውን ኣብ ማሕበራት ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ብምስራሕ፡ ኣብ ዓለምለኸ ወድብ ሰራሕተኛታት(ኣይ.ኤል.ኦ) እውን ምኽትል ፕረዚደንት ክሳብ ምዃን ዝበጽሑ`ዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ