ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጠን ሞት ደርቂ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ንምዕጋቱ ፃዕርታት ይቕፅል

መጠን ሞት ደርቂ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ንምዕጋቱ ፃዕርታት ይቕፅል
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:12 0:00

መጠን ሞት ደርቂ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ንምዕጋቱ ፃዕርታት ይቕፅል

ኣብ ሓያሎ ወገናት ትግራይ ጥሜትን ደርቂን ኣብ ዘስፋሕፋሓሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ብምኽንያት ጥምየት ዝሞቱ ሰባት ቑፅሮም ይውስኽ ምህላዉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ግን “ኣብዚ ሕጂ እዋን ህይወት ሰብ ብሰንኪ ጥሜት ምሕላፉ ኣየረጋገጽናን፡” በሃላይ’ዩ።

ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ" ብዝብል ዝተጣየሸ ኮሚቴ ብግዲኡ 282 ሚልዮን ብር ብምትእኽኻብ 64 ሺሕ ኩንታል ዕፉን ብምዕዳግ ብድርቂ ናብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ምብፃሕ ምጅማሩ ገሊፁ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG