መጠን ሞት ደርቂ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ንምዕጋቱ ፃዕርታት ይቕፅል
ኣብ ሓያሎ ወገናት ትግራይ ጥሜትን ደርቂን ኣብ ዘስፋሕፋሓሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ብምኽንያት ጥምየት ዝሞቱ ሰባት ቑፅሮም ይውስኽ ምህላዉ ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ግን “ኣብዚ ሕጂ እዋን ህይወት ሰብ ብሰንኪ ጥሜት ምሕላፉ ኣየረጋገጽናን፡” በሃላይ’ዩ። ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ" ብዝብል ዝተጣየሸ ኮሚቴ ብግዲኡ 282 ሚልዮን ብር ብምትእኽኻብ 64 ሺሕ ኩንታል ዕፉን ብምዕዳግ ብድርቂ ናብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ምብፃሕ ምጅማሩ ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 22, 2025
ጽንብል ቃለ-መሓላ መበል 47 ፕረዚደንት ኣመሪካ
-
ጥሪ 21, 2025
ስምምዕ ሓማስን እስራኤልን ሓድሽ ተስፋ ይፈጥር
-
ጥሪ 21, 2025
ፕረ. ትራምፕ ንጉዳይ ስደተኛታት ሓዊሱ ሓያሎ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ
-
ጥሪ 21, 2025
ነበርቲ መቐለ ንክልከላ ሕጅብ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣኽሱም ይቃወሙ
-
ጥሪ 21, 2025
ጕዕዞ ዶናልድ ትራምፕ ናብ (ዳግማይ) ፕረዚደንት
-
ጥሪ 21, 2025
ተዘከርቲ ዕለታት ኣብ ጽንብል ቃለ-ማሕላ ፕረዚደንታት ኣመሪካ