ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንልዕሊ ወርሒ ኣብ ኣኼባ ዝርከብ ኣመራርሓ ክልል ትግራይ ንጥሜት ኣቓልቦ ኣይሃቦን፡” ተቓወምቲ ውድባት

“ንልዕሊ ወርሒ ኣብ ኣኼባ ዝርከብ ኣመራርሓ ክልል ትግራይ ንጥሜት ኣቓልቦ ኣይሃቦን፡” ተቓወምቲ ውድባት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:40 0:00

ዓረና ትግራይ፡ ባይቶና፡ ሳልሳይ ወያነ ትግራይን ውድብ ናፅነትን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ መንግስታዊ ኣገልግሎት ብምኽንያት እቲ ኣኼባ ይተኣጓጎል ኣሎ ክብሉ እውን ከሲሶም። ኣብቲ ጉዳይ ምላሽ ዝሃበ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት እቲ ክልል ግን ነቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ጥምየት ቀዳምነት ሂቡ ይሰርሓሉ ከም ዘሎ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG