ብውሕጅ ኣብ ዝተጠቕዓ ከባቢ ሶማል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ይረኣ


ብውሕጅ ኣብ  ዝተጠቕዓ ከባቢ ሶማል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ይረኣ

No media source currently available

ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል ዝነብር ህዝቢ ብሓደጋታት ውሕጅ ጥሪቱን ንብረቱን ድሕሪ ምስኣኑ ሕጂ ድማ ኣብ ሓደጋ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ወዲቑ ከም ዘሎ ትካላት ረድኤት የሰምዑ`ለዉ። 

​
XS
SM
MD
LG